Klemen Pisk

poet, writer, translator and musician

Poem in Tigrinya

እቲ ባሕታውን እቲ ተዅላን

ሓደ ባሕታዊ ኣብ ሑጻ መስመር ሰሚሩ ከምዚ በለ፡
“ነዚ መስመር ከይትሰግሮ።”
ቀጺሉ ክቢ ስኢሉ “ካብዛ ክቢ ከይትወጽእ።
ክትሳገራ ትኽእል ኢኻ፡ ኮይኑ’ግን ነታ መስመር ከይትሓልፋ” በለ።
ብድሕሪኡ ህቦብላ መጸ’ሞ እታ መስመር ጠፍአት።
ሓደ ተዅላ ኣብ ውሽጢ እታ ክቢ ጠጠው ኢሉ ነበረ።
ቁሪን ዝናብን ኣድኪምዎ ኔሩ፡ ኮይኑ’ግን ኣይተንቃሳቐሰን።
እታ መስመር ሕጂውን ምህላዋ ኣፍልጦ ኣይነበሮን፣
ኣብቲ ሑጻ ኣሰራ ኣብዝጠፍኣሉ እዋን።

Translated into Tigrinya by Abel Habtai